ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ሰለስተ ጕጅለ ዝተኽፍለ ገደብ ቪዛ ከም ዝገብር ይግለጽ ኣሎ። እተን ኣብ ቀዳማይ ጕጅለ ዘለዋ ዝለዓለ እገዳ ዝንበረለን ክዀና ከለዋ፡ ኣብ ካልኣይን ሳልሳይን ጕጅለታት ...